By : ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ማእል ምርምር ሕርሻ መለ(ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ማእል ምርምር ሕርሻ መለ ,2025-04-21)
Abstract
ተኽሊ ሞሪንጋ (ሽፈራው) ኣብ ዝተፈላላዩ ሃገራት ዓለም ዝርከብ ኮይኑ ንደቂ ሰባት ብጣዕሚ ኣገዳሲ ዝኾነ ተኽሊ እዩ:: ንኣብነት ህንዲ ንብዙሕ ዓመታት እናልምዑን ንዝተፈላለዩ ጥምታት (ከም ምግቢ\' ፍረ ሞሪንጋ ንዝተፃረየ ዘይቲ\' መድሓኒታትን ንፋብሪካታትን …ወዘተ) እናውዓሉን ይርከቡ (Foidl, 2001)::...